ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)
From SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 00:10:25
Show by SBS
ኤርትራውያን ምስ ካልኦት ዜጋታት ብምዃን ኣንጻር ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ግጭታት ብዝምልከት ንመሪሕነት ኤርትራ ከሲሱ። ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ድልየት ዝተሞርኮሰ ምምላስ ተመዛበልቲ ክካየድ እዩ" ክብል በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ገሊጹ መንግስቲ እስራኤል፡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፡ ብድሌቶም ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ 3,500 ዶላር ኣሜሪካ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ኣቕሪቡ። ኣብ ሞያሌ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኢትዮጵያ ጠንቂ ምፍንቓል ልዕሊ 10,000 ኬንያውያን ኮይኑ።#sbsaudiopodcast
More episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
More episodes
- What are feral and invasive animals in Australia? - ኣብ ኣውስትራልያ መበቆላዊ ዘይኮኑ ኣራዊትን ወረርትን ዝበሃሉ እንስሳታት እንታይ እዮም፧
- ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሕዳር 2026)
- ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሕዳር 2026)
- "ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መጥቃዕቲ ንዝፍጽም ዝኾነ ይኹን ዉድብ ኢና ንቃወም ዘለና።" ዶ/ር ደስታ ገብረሃዋርያ
- ኣብ ጽባሕ ምቁራጽ ኣገልግሎት ማይክሮሶፍት ከመይ ኢሉ'ዩ ንኣውስትራልያውያን ሓደጋ ጸጥታ ሳይበር (Cybersecurity) ከጋጥሞም ዝኽእል፧
- ዕለታዊ ዜና ትግርኛ SBS (16 ሕዳር 2026)
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026)
- "ህዝቢ'ዩ ቅድሚ ሃገር ዝስራዕ" ሳልሕ፡ "ሃገር እንተ ፈሪሳ ህዝቢ ክህሉ ኣይከኣልን'ዩ" ሃ/ሚካኤል (ሊንጎ)
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝት ትግርኛ (12 ሕዳር 2026)
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2026)
PodSearch is a free, independent podcast search engine. Read about PodSearch, the privacy policy or contact us.