What is TAFE and is it right for your career in Australia? - Australia Explained: TAFE እንታይ እዩ፧ ንሞያዊ ስራሕኩም ኣብ ኣውስትራልያ ዝኸውን ድዩ፧
From SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 00:12:41
Show by SBS
Thinking about studying, improving your English, changing careers or having your overseas qualifications recognised in Australia? Technical and Further Education (TAFE) offers practical, industry-focused training designed to help people gain skills, qualifications and employment opportunities. Find out what TAFE is and how it differs from university so you can choose a career pathway that suits you. - ክትመሃሩ፣ ክእለት ቋንቋ እንግሊዝኩም ከተመሓይሹ፣ ሞያዊ ስራሕኩም ክትቅይሩ ወይ ሒዝኩሞ ዝመጻኹም ናይ ደገ ምስክር ወረቐት ኣብ ኣውስትራልያ ክፍለጠልኩም ትሓስቡ ኣለኹም ዲኹም፧ ቴክኒካውን ተወሳኺ ትምህርትን (Technical and Further Education (TAFE)) ንሰባት ክእለታት፣ ሞያዊ ብቕዓት (qualifications) ን ዕድላት ስራሕ ከጥርዩ ዝሕግዝ ግብራዊ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ-ዘተኮረ ስልጠና የቕርብ። ንዓኹም ዝምችኣኩምን ትመርጽዎን ጉዕዞ ሞያ ክትመርጹ መታን ክትክእሉ TAFE እንታይ'ዩን ካብ ዩኒቨርሲቲ ከመይ ይፍለን ፍለጡ።View this episode article: https://sbs.com.au/language/english/en/podcast-episode/what-is-tafe-and-is-it-right-for-your-career-in-australia/osehgpln3#sbsaudiopodcast #AustraliaExplained - View this episode article: https://sbs.com.au/language/english/en/podcast-episode/what-is-tafe-and-is-it-right-for-your-career-in-australia/osehgpln3#sbsaudiopodcast #AustraliaExplained
More episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
More episodes
- ትራምፕ ሓደስቲ ታሪፋት ኣብ ልዕሊ መሻርኽቲ ሃገራቱ ኣንቢሩ - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (26 November 2026)
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (26 ሕዳር 2026)
- ኣብ ዶባዊ ከባቢታት ባድመን ሰሜናዊ ትግራይን ግጭት ቀጺሉ (ጸብጻባት ዜና 26 ሕዳር 2026)
- ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2026)
- ኤንቪዲያ ንጀንሰን ሁዋንግ ናብ ሓላፍነቱ ድሕሪ ምምላሱ ዋጋ ብርክታቱ ብናህሪ ወሲኹ - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026)
- ብሪጣንያ ደጊማ ናብ ኤውሮጳ ትጽንበረሉ ኩነታት (Bre-entry) ክህሉ ድዩ፧ ተኽእሎ ምምላስ ናብ ሕብረት ኤውሮጳ ንምንታይ'ዩ ከቢድ ክኸውን ዝኽእል፧
- ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን - ጸብጻብ (23 ሕዳር 2026)
- ዋዕላ ክሊማ COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ተወዲኡ - ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)
- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል
PodSearch is a free, independent podcast search engine. Read about PodSearch, the privacy policy or contact us.